What is Ethiopia’s UN Ambassador Scared of?

By Merhawi, Ambassador Tekeda Alemu’s comments, arguing that former Ambassador Herman J. Cohen’s piece  is mistaken, aims to diminish the possibility of normalization. Although normalization of relations is in the long-term benefit of both Eritrea and Ethiopia, the short term gain to Ethiopia drives current policy. Amb. Tekeda, in arguing that Eritrea is the intransigent actor, […]

Continue Reading

ኣብ ድሮ ዳግማይ ወጋሕታ፡ ዝቀላቀል ዘሎ ሓቅታት!

ብ ተወልደ ብእምነት፡ “ኣብ ድሮ ዳግማይ ወጋሕታ፡ ዝቅልቀል ዘሎ ሓቅታት” ብዝብል ኣርእስቲ ሓሳባይ ክገልጽ ዝደረኸኒ ምኽንያት፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን “ኤርትራ፡ ካብ ቀዝሒ እትወጸሉ ጊዜ” ብዝብል መልእኽቲ ሚስተር ሀርማን ኮሀን፡ ሓደ ኣባል ወጻኢ ጉዳይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነበረ፡ ን38 ዓመታት ንጡፍ ኣገልግሎት ዝሃበ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ህይወት ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ፍሉይ ተመክሮን ኣፋልጦን ዘዋህለለ፡ ከም ኣምባሳደር፡ ጸኒሑ ኸኣ […]

Continue Reading