ነቲ ናይ መጀመርታ መወዳእታ፡ ካልኣይ ትንሳኤ ባቢሎን ኣብ ኤርትራ (1ይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት ፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም:: ንነዊሕ እዋን ጽሑፋትና ኣቛሪጽና ጸኒሕና ኢና: ዝበሃል ሲኢና ዘይኮነ: ዝደራረብ ዘሎ ዝተሓላለኸ ጉዕዞ ዳህሳስ ከባቢናን: ውሽጢ ልብናን ምፍታሽ ስለ ዝደለና ኢዩ:: እቶም ክስተታት ብዙሓት ኢዮም:: ነትን ከይመለስካ: ናብትን ከይሓተትካ: በዚን ከይፈተሽካ ማዓልቦ ንምብጻሕ ዘድልዮም ውስጠዘታት: እልቢ! እልብታት!!! ኮይኖም ናብ ዝዝፍዘፍሉ ዘለዉ ዘመን: ኪኖ ጽን ኢልካ ምስትውዓል: […]

Continue Reading