Saho Movement Leaders Thrown in Adigrat Jails

BY GEDAB NEWS * Gedab News learned that seven members, including six senior members, of the Eritrean Saho Movement have been arrested by security forces in Adi-Grat, in the Tigray region of Ethiopia. Our sources also indicated that three persons, including the chairman, were arrested on August 10, 2017, while the other four were arrested […]

Continue Reading

ዝብኢ እንተሓነኸስ ፡ ንነብስኻ ይደሊ!

ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ሰናይ ቅንያት በዓል ነጻነት ክኾነልኩም ንምነ!!! ዝበሃል ስለ ዝተሳእነ ኣይኮናን ጠፊእና ጸኒሕና፡ ኣብ ካልእ ጽምዶ ስራሕ ስለ ዝተታሓዝና’ምበር። ታሪኽ ብመሰልቱ ጥራይ ዘይኮነ፡ በቲ ክውን ሓቅታቱ ኢዩ ክዝንቶ ዘለዎ። ነዚ እምነት እዚ ብምሓዝ ኢና ድማ፡ ንኹሎም ጉራቔናት ንመሰለት ክውንነቶም፡ በቲ ዝመስልዎ ሓቅታት ንምግላጽ እንምድብ ዘለና።

Continue Reading

ብኸዳዓት ደቂ ሃገር ዓንዲ ጽንዓትና ኣይንቕነቕን እዩ!

ብተስፋማርያም ሓጎስ: ህዝቢ ኤርትራ ንኣማእት ዓመታት ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ንምግላጾም ዘስካሕክሑ ግፍዕታት ወሪድዎ እዩ ። ኩሎም እቶም መሬት ኤርትራ ዝረገጹ ገዛእቲ ሓይልታት ነናቶም ካብ ኣእምሮ ህዝቢ ኤርትራ ዘይጠፍእ በሰላ ጥራይ ዘይኮነስ ንውሉድ ወለዶታት ብምረት ዝዝከር ዘሎ እዩ ። ብፍላይ እቲ ዘመነ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣስካሕካሒ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ካብቲ ኣሜሪካውያን ኣብ ልዕሊ ተጋደልቲ ቬትናም ዘውርድዎ ዝነበሩ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (ካልኣይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ካልኣይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ እዚ ናይ 25 ዓመታት ነጻነቱን ሓርነቱን፡ ድሮ ምድላው ጽንብል ቡሩራዊ ኢዩቢዩል ምርኩስ ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ […]

Continue Reading

ተኣኪብካ ገዛኻ ትሃንጽ እምበር ገዛኻ ከተፍርስዶ ትእከብ!

ተካል ውላድ መጕሃይ ዘመዱ ሕማቕ ዜጋ መባላሸዊ ዓዱ ። ነዞም ከዳዓት ነኸስቲ ጡብ ኣዲኦም ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ንጠንቀቐሎም ። ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንድሕሪት ምልስ ኢልና መዛግብቲ ታሪኽ ምስ እንፍትሽ ሓደ ፍልይ ዝበለ ነገር ነንብብ። ንሱ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ወረርቲ ሓይልታት ማእለያ ዘይብሎም ግፍዕታት ይወርዶ ምንባሩን ፣ ይኹን እምበር ኣሜን ኢሉ […]

Continue Reading

Eritrea is a Blessed Nation

Eritreans turned all the negative schemes that aimed to instill fear, doubt and frustrations into enlightening and empowering force and, turned it back on them. By Amanuel Biedemariam, A friend once told me that Eritrea is like a beautiful young lady that all men drool over. If there is one thing the last 21 years of Eritrean independence affirmed, Eritrea truly […]

Continue Reading