ታሪኽን ታሪኻዊ ሓላፍነትን

By ግርማይ የማነ, ኣብ’ዚ እዋናት’ዚ ንዝኽሪ ምፍራስ ውቃው እዝ፣ ናደው እዝን ንስርሒት ፈንቅልን ጉዕዞ ናብ ኣስመራን ካልኦት ታሪኻትን ዝሓቖፈ ብሰፊሕ ሰነዳት ዝተሰነየ ውዕሎን ቅያን ጀጋኑና ኣብ መደብ ኤሪ ቲቪ ንርኢ ኣሎና። ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ህ.ግ. ናብ 24 ግንቦት 1991 ንክበጽሕ ዝኸፈሎ መስዋእትን፣ ዝተፈጸመ ጅግንነትን መዳርግትን መዘናን ዘይርከቦ ናይ ታሪኽ ፍጻሜ ምንባሩ ዝያዳ ኣረጋጊጽልናን ኣዘኻኺርናን። […]

Continue Reading