China Deal Threatens Only American Military Base in Africa

By Con Coughlin | The Telegraph, Attempts by China to increase its strategic involvement in East Africa have raised serious concerns about the future of one of America’s key intelligence-gathering posts on Islamic State and al-Qaeda. Since the September 11 attacks in 2001, the US military’s Camp Lemonnier, which is located in the East African […]

Continue Reading

ስለያዊ መርበብ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኢትዮጲያ ጽልዋ ይፈጥር ከምዘሎ ሰበ ስልጣን ኢትዮጲያ ተኣሚኖም

ብ ተስፋ ኒውስ፡ ብመንግስቲ ኤርትራ እንዳተኸፈሎም ስለያዊ ስርሓት ነነዊሕ እዋን ፈጺሞም ናይ ዝተባህሉን፡ ጉዳዮም ኣብ ዕጹው ቤት ፍርዲ ክርአ ናይ ዝጸንሐ 5ተ ማእከሎትን ታሕተዎትን ወተሃደራዊ ኣባላት ኢትዮጲያ፡ ድሕሪ ምእሳር ዋና ጸሓፊ ናይ ግንቦት 7ተ ውድብ ዝነበረ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ፡ ብትእዛዝ መንግስቲ ጠጠው ክብል ከምዝተወሰነ፡ ኢሳት ንዝረኸቦ ሚስጥራዊ ሰነድ ምርኩዝ ብምግባር ትማሊ ኣብ ዘውጾ ሓበሬታ ገሊጹ። እዚ […]

Continue Reading

ኢትዮጵያ ሰራዊታ ብብዝሒ ናብ ሰሜናዊ ክፋል ግዝኣታ ትጓርት ኣላ፡ ESAT

ካብ ኢሳት ዜና፥ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብክፍሊ ጸጥታ እታ ሃገር ዝተመርሐ ኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ፡ ቁጽሮም ብርክት ዝበለ ኣባላት ሰራዊት እታ ሃገር ምስ ከበድቲ ኣጽዋራቶም፡ ብለይቲ ናብ ከተማታት ሽሬ፡ ተከዜ፡ ወልቃይት፡ መተማን፡ ኣርማጭሆን ዝኣመሰሉ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ክግእዙ ጀሚሮም ኣለዉ። 

Continue Reading